Rahel Haile - Aklilelu şarkı sözleri
Sanatçı:
Rahel Haile
albüm: Aklilelu
ኣንታ ፍቅረይ ኮኸበይ
ሰበይ ናይ ቀረባ
ሓሚቅካ ሰሚዐ
ሓሳብ ሲዒሩካ
እህህ ኢለ ትም እምበር
ኣነ ሞ እንታይ ገበርኩ
መዓስ ኤህ ኢለካ
ግዜ'ዶ ፈሪዱ ባዕሉ
ትዝታ በደልካ
ቲ ዛሓለፈ
ሰናይ ተመንየልካ'የ
ግዜ'ሎ ዳኛ'የ
መስጣይ ዱዩ ኣብኪኑካ
ወይሲ ፍቅሪ ኣየይ ፈሪዱካ
ኣይጠዓመካን ሰሚዐ ወደየ በይንኻ
ታይ ሞ ይገበር ፍዳ ፍቅሪ ከቢድ'ዩ
ሰበይ ከኣሎ ኢኻ
ይግደዶ እምበር ን በዳሊ
ታይ ከይከውን'የ ኢልካኒ
ጎዲእካኒ ከለኻ
ጹቡቅካ እንዴ ታ ዝደሊ የ
ኣየ ኣየ ኣየ
ኣየ ኣየ ኣየ
ኣየ የሕዚንካኒ
ከብደይ በሊዕካ'ዮ ገለ መሲልካ
ለካስ ከቢድዩ
ሕማቅ ክረኽቦ ወላ ይበድልካ
እዋይ እንታይ እሞ ይገበር
ዝፈሰሰ ማይ ዶ ይሕፈስ ኢልካ
እንተ ኣነ ሞ ምሳኻ ለሚደ
እንተ ኣነ ሞ ይኽእሎ'ዶ ኢልካኒ
እንተ ኣነ ሞ ገዲፈዮ ኣለኹ
እንተ ኣነ ሞ መስጣይ ክሕረሞ
ኣቅልለልና ኣቅልለሉ
ፍርድኻ ኣቅልለሉ
ንዓይ ክትብል ፍቅሪ
በጃኻ ኣቅልለሉ
ግዜ እዚ ሓያል
ተቐዩሙ ዶ ዋጋ ሂቡካ
ሓፍሓፍ በለ ከብደይ
ሓሚቅካ ሪኤ ከፊኡካ
በልበል ገዲፈዮ
ናይ ፍቅሪ ብይን እንተቅለለልካ
እንተ ኣነሞ ሕልና ዘመደይ
እንተ ኣነ ሞ ለዋህ'ዩ ከብደይ
እንተ ኣነ ሞ ቃንዛኻ ይሕመኒ
እንተ ኣነ ሞ ምሕረትካ ይደሊ
ኣቅልለልና ኣቅልለሉ
ፍርድኻ ኣቅልለሉ
ንዓይ ክትብል ፍቅሪ
በጃኻ ኣቅልለሉ
ኣየ የሕዚንካኒ
ከብደይ በሊዕካዮ ገለ መሲልካ
ለካስ ከቢድዩ
ሕማቅ ክረኽቦ ወላ ይበድልካ
እዋይ እንታይ እሞ ይገበር
ዝፈሰሰ ማይ ዶ ይሕፈስ ኢልካ
እንተ ኣነ ሞ ምሳኻ ለሚደ
እንተ ኣነ ሞ ይኽእሎ'ዶ ኢልካኒ
እንተ ኣነ ሞ ገዲፈዮ ኣለኹ
እንተ ኣነሞ መስጣይ ክሕረሞ
ኣቅልለልና ኣቅልለሉ
ፍርድኻ ኣቅልለሉ
ንዓይ ክትብል ፍቅሪ
በጃኻ ኣቅልለሉ
Поcмотреть все песни артиста
Sanatçının diğer albümleri