Rahel Haile - Welelay şarkı sözleri
Sanatçı:
Rahel Haile
albüm: Welelay
ወለላይ ኢኻ ወለላ ህያበይ በይነይ ኢኻ'ሞ ጽጋበይ
ወለላይ ኢኻ ወለላ ድራር ናይ ዓይኒ ኢኻ'ሞ ዝያዳይ
ወለላይ ኢኻ ወለላ መዓረይ ሙዑዝ ኢኻ'ሞ ናይ በይነይ
ስጋኻ ኢለካ መዓረይ ንቡር ገዲፈዮ ምሕፋረይ
ኣፎም ተጠወዩ ዓድና ኣይሓንኽን ሪኤ ጉብዝና
ግርማኻ ረዚን'ዩ 'ታ ወዲ ውርዙይ ኢኻ መሀነን ዓዲ
ንእስነተይ ክሽልመካ መታን ክኾን ቃንጃ ሂወትካ
ኣንታ ሓወይ ክስጣሕ ኣብቲ ደረትካ ፈቒደ እንድየ ተኻኢለልካ
ስጋ'ቦይ ኢለ ኣእዳውካ ሓሊፉ ጎነይ ክጥምጠሞ ሕልም ውነይ ወለላ ኢለካ ወለላይ
ሰባት ተዕለሉ
ዝበሉ ተበሉ
ሕሩም ሰምየካ
ወለላይ ኢለካ
ወለላይ ኢኻ ወለላ
ሂያበይ በይነይ ኢኻ'ሞ ወለላ
ወለላይ ኢኻ ወለላ ህያበይ በይነይ ኢኻ'ሞ ጽጋበይ
ወለላይ ኢኻ ወለላ ድራር ናይ ዓይኒ ኢኻ'ሞ ዝያዳይ
ወለላይ ኢኻ ወለላ መዓረይ ሙዑዝ ኢኻ'ሞ ናይ በይነይ
ስጋኻ ኢለካ መዓረይ ንቡር ገዲፈዮ ምሕፋረይ
ኣፎም ተጠወዩ ዓድና ኣይሓንኽን ሪኤ ጉብዝና
ግርማኻ ረዚን'ዩ 'ታ ወዲ ውርዙይ ኢኻ መሀነን ዓዲ
ንእስነተይ ክሽልመካ መታን ክኾን ቃንጃ ሂወትካ
ኣንታ ሓወይ ክስጣሕ ኣብቲ ደረትካ ፈቒደ እንድየ ተኻኢለልካ
ስጋ'ቦይ ኢለ ኣእዳውካ ሓሊፉ ጎነይ ክጥምጠሞ ሕልም ውነይ ወለላ ኢለካ ወለላይ
ሰባት ተዕለሉ
ዝበሉ ተበሉ
ሕሩም ሰምየካ
ወለላይ ኢለካ
ወለላይ ኢኻ ወለላ
ሂያበይ በይነይ ኢኻ'ሞ ወለላ
ወለላይ ወለላይ ወለሎ
ወለላይ ወለላይ ወለል
ወለላይ ወለላይ ወለሎ
ወለላይ ወለላይ ወለል
ወለላይ ኢኻ'ሞ ወለላይ'የ
በሓቲ ናይ ልበይ ፈላማይ'የ
ኹርዓተይ ኢኻ'ሞ ሓበነይ'የ
ኣሚነይ ኢኻ'ሞ ኣሚነይ'የ
ወለላይ ኢኻ'ሞ ወለላይ'የ
ወለላይ ኢኻ'ሞ ወለላይ
ወለላይ ወለላይ ወለሎ
ወለላይ ወለላይ ወለል
ወለላይ ወለላይ ወለሎ
ወለላይ ወለላይ ወለል
ወለላይ ኢኻ'ሞ ወለላይ'የ
በሓቲ ናይ ልበይ ፈላማይ'የ
ኹርዓተይ ኢኻ'ሞ ሓበነይ'የ
ኣሚነይ ኢኻ'ሞ ኣሚነይ'የ
ወለላይ ኢኻ'ሞ ወለላይ'የ
ወለላይ ኢኻ'ሞ ወለላይ
ወለላይ ወለላይ ወለሎ
ወለላይ ወለላይ ወለል
ወለላይ ወለላይ ወለሎ
ወለላይ ወለላይ ወለል
ወለላይ ኢኻ'ሞ ወለላይ'የ
በሓቲ ናይ ልበይ ፈላማይ'የ
ኹርዓተይ ኢኻ'ሞ ሓበነይ'የ
ኣሚነይ ኢኻ'ሞ ኣሚነይ'የ
ወለላይ ኢኻ'ሞ ወለላይ'የ
ወለላይ ኢኻ'ሞ ወለላይ
ወለላይ ኢኻ'ሞ ወለላይ'የ
ወለላይ ኢኻ'ሞ ወለላይ
Поcмотреть все песни артиста
Sanatçının diğer albümleri