Tesfalem Arefaine Korchach - Hiewan şarkı sözleri
Sanatçı:
Tesfalem Arefaine Korchach
albüm: Siereki Alem
ሄዋን ሄዋነየ ይቕረ ኢለልኪ'የ
ምጺ ጥራይ ምጺ ክቕበለኪ'የ
ንኹሉ ገዳዲፈ ነዛ ልበይ ኣጽርየ
ዘይተጸበኽዎ ስሒትኪ'ወ ስሕታን
ዳግማይ ረኺቡኪ ወዮ እኩይ ሰይጣን
የዕንቲኺ የዕዊሩ ልብኺ ደፊኑ
ኣስሒትኪ ፍጹም ኣባይ ኣጨኪኑ
ካብ ተጠዓስኪ ግን ከመይ ዘይሓድገልኪ
ሄዋነይ ንዕኒ በቃ ይቕረ እኹንኪ
ሕደጉ ኢሉ እንድዩ ንኽሕደገልኩም
ንስሓ እተዉ ብልቢ ነጺህኩም
ከመይ ዘይሓድገልኪ ኣነ ግዳ ፍጡር
ሕደጉ እናበለ ወዮ ልዑል ክቡር
ምግጋይና ኣይኮነን ዘይምእራም'ዩ ነውሪ
ይቕረ ኢለልኪ'ለኹ ንዒ እንኪ ፍቕሪ
ሰብ ዝበለ ይበል ድላዩ ይዛረብ
ከጽልለኪ ኢየ ኮይነ ዳዕሮ ገረብ
ይቕረይ ኣይከልኣክን'የ ጸብጺበ ኣበሳ
ንልባዊ ጣዕሳ ኣይከልእን'የ ሞሳ
ሞሳ እውይ ሞሳ
ትማሊ ትማሊ እዝክር'የ ትማሊ
ጽቡቕ ነይሩኪ'ዩ ጽቡቕ መዘከሪ
ሄዋነይ ኣጆኺ ዘሰክፍ የብልክን
ይቕረ እናበልክኒ ይቕረ ኣይከልኣክን
ኣይፈቅድን'የ ሄዋነይ ክኣትወኪ ቁሪ
ንልባዊ ጣዕሳ ሕድገት ኣሎ ኣብ ፍቕሪ
ሄዋን ሄዋነየ ይቕረ ኢለልኪ'የ
ምጺ ጥራይ ምጺ ክቕበለኪ'የ
ንኹሉ ገዳዲፈ ነዛ ልበይ ኣጽርየ
ዘይተጸበኽዎ ስሒትኪ'ወ ስሕታን
ዳግማይ ረኺቡኪ ወዮ እኩይ ሰይጣን
የዕንቲኺ የዕዊሩ ልብኺ ደፊኑ
ኣስሒትኪ ፍጹም ኣባይ ኣጨኪኑ
ካብ ተጠዓስኪ ግን ከመይ ዘይሓድገልኪ
ሄዋነይ ንዕኒ በቃ ይቕረ እኹንኪ
ሕደጉ ኢሉ እንድዩ ንኽሕደገልኩም
ንስሓ እተዉ ብልቢ ነጺህኩም
ከመይ ዘይሓድገልኪ ኣነ ግዳ ፍጡር
ሕደጉ እናበለ ወዮ ልዑል ክቡር
ምግጋይና ኣይኮነን ዘይምእራም'ዩ ነውሪ
ይቕረ ኢለልኪ'ለኹ ንዒ እንኪ ፍቕሪ
ሰብ ዝበለ ይበል ድላዩ ይዛረብ
ከጽልለኪ ኢየ ኮይነ ዳዕሮ ገረብ
ይቕረይ ኣይከልኣክን'የ ጸብጺበ ኣበሳ
ንልባዊ ጣዕሳ ኣይከልእን'የ ሞሳ
ሞሳ እውይ ሞሳ
ትማሊ ትማሊ እዝክር'የ ትማሊ
ጽቡቕ ነይሩኪ'ዩ ጽቡቕ መዘከሪ
ሄዋነይ ኣጆኺ ዘሰክፍ የብልክን
ይቕረ እናበልክኒ ይቕረ ኣይከልኣክን
ኣይፈቅድን'የ ሄዋነይ ክኣትወኪ ቁሪ
ንልባዊ ጣዕሳ ሕድገት ኣሎ ኣብ ፍቕሪ
Поcмотреть все песни артиста
Sanatçının diğer albümleri