Kishore Kumar Hits

Selam Seyoum - Kemdilayey şarkı sözleri

Sanatçı: Selam Seyoum

albüm: In Memory of Tekle Tesfazghi


ከም ድላየይ
ሕልናይ ደሪኹኒ ብዙሕ ፈተኹዋ
ካብ ነብሰይ ንላዕሊ እውን ኣኽበርኩዋ
ክፈላልየና መን ዩ ዝሃቀነ
ፍቑራት ከባእስ ሕማቕ ዝፈተነ
ከም ድላየይ ኣነ ከምድላየይ ካብታ ዝፈትዋ መንዩ ከልካልየይ
ከምድላየይ
ከም ድላየ ኣነ ከም ድላየይ ካብታ ዘፍቅራ መን ዩ ከለካልየይ።
ካባኺ ክፍለ ነብሰይ ዘይገብረለይ
ሓሶቶም ነጺገ መጻእኩኺ ባዕለይ
ኸባእሱና እንተነ ነውነዉ ሓሶቶም ይነዝሑ
ትኻብኦም ንኸስሮ ምንም ዘይረብሑ።
ከም ድላየይ ኣነ ከምድላየይ ካብታ ዝፈትዋ መንዩ ከልካልየይ
ከምድላየይ
ከም ድላየ ኣነ ከም ድላየይ ካብታ ዘፍቅራ መን ዩ ከለካልየይ።
ከም ድላየይ ኣነ ከምድላየይ ካብታ ዝፈትዋ መንዩ ከልካልየይ
ከምድላየይ
ከም ድላየ ኣነ ከም ድላየይ ካብታ ዘፍቅራ መን ዩ ከለካልየይ።
ንሕና ኣይንፈላለን ሰብ ዝበለ እንተ በለ
ፍቕርና መስርት ዩ ዓንዲ ዝተኸለ
ኸባእሱና እንተነ ነውነዉ ሓሶቶም ይነዝሑ
ትኻብኦም ንኸስሮ ምንም ዘይረብሑ።
ከም ድላየይ ኣነ ከምድላየይ ካብታ ዝፈትዋ መንዩ ከልካልየይ
ከምድላየይ
ከም ድላየ ኣነ ከም ድላየይ ካብታ ዘፍቅራ መን ዩ ከለካልየይ።

Поcмотреть все песни артиста

Sanatçının diğer albümleri

Benzer Sanatçılar